𝐄𝐑𝐈𝐒𝐀𝐓:الأستاذة/ اخيار ياسين في برنامج كيف الحال؟ الجزء الثاني
𝐒𝐄𝐂𝐎𝐍𝐃 𝐂𝐇𝐀𝐍𝐍𝐄𝐋 : 𝐒𝐔𝐁𝐒𝐂𝐑𝐈𝐁𝐄 https://www.youtube.com/channel/UCZjY4SY4wDEVOVTwwZfBScw ኤሪሳት ካብ ጥቅምቲ 2018 ጀሚራ፡ ናብ ውሽጢ ኤርትራ፡ ማእከላይ ምብራቕን ምብራቕ ኣፍሪቃን ኣብ መዓልቲ 24 ሰዓታት፡ ሰሙን ምሉእ፡ ብሳተላይት መደባት ቴለቪዥን ትፍኑ። ክሳዕ ሎሚ ብኣርባዕተ ቛንቋታት እትፍኑ ዘላ ኤሪሳት፡ ዓቕሚ እናወሰኸት ብኹሉ ኤርትራዊ ልሳናት መደባታ ክትፍኑ እያ። ኤሪሳት፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሃገራዊ ጉዳያቱ ዘገድሶ ሓቂ ንኽድህስስ፡ ኩነታት ሎሚ ንኽርዳእ፡ ንጽባሕ ሰላም ከምጽእ ዘተ ኽካይደላ ዝቘመት …
أكمل القراءة »